ኣስማት ገጠራት ኤርትራ ተዓዘብ ንኡስ ዞባታት ተዓዘብ

መጸውዒ ናይ ዞባ መጸውዒ ናይ ዞባ ብ እንግሊዝ ርእሲ ከተማ ናይ ዞባ ርእሲ ከተማ ናይ ዞባ ብ እንግሊዝ ብዝሒ ከተማታት
ዞባ ዓንሰባ Anseba Region ከረን Keren 15
ዞባ ደቡብ Debub Region መንደፈራ Mendefera 13
ዞባ ጋሽ ባርካ Gash-Barka Region ባረንቱ Barentu, Eritrea 35
ዞባ ማእከል Maekel Region ኣስመራ Asmara 9
ዞባ ሴሜናዊ ባሕሪ Northern Red Sea Region ባጽዕ Massawa 21
ዞባ ደቡባዊ ባሕሪ Southern Red Sea Region ዓሰብ Assab 9

ዝርዝር ኣስማት ዞባታት ኤርትራ ብ ካርታ